ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ዝተላዓለ ተቃውሞ ምቅጻሉ ብሰንኪ’ዚ ንብረት ምውዳሙ ተገሊጹ


ፋይል
ፋይል

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሎ ህውከትን ተቃውሞ ንትካላት ንግድን ወፍሪን ዒላማ ይገብሩ ከምዘለዎ ይግለጽ’ሎ።

ኣብ ክልል ኦሮምያ ናይ ወጻእተኛታት ንብረት ሓዊሱ ብውሑዱ 10 ኩባንያታት ብሓዊ ነዲዶምን ተዘሪፎም’ለው።

ሎሚ ኣብ ክልል ኦሮምያ ተቃውሞ ተኻይድዎም ካብ መንጎ ዝተባህሉ ከባቢታት ሰበታ፡ ሆለታ፡ሜታሮቢ፡ አርስን ውሮጉድሩን ምኻኖም ተገሊጹ’ሎ።

ኣብ ሰበታ ህዝቢ ብብዝሒ ይእሰር ከምዘሎን’ውን ይግለጽ ኣሎ ብዛዕባ’ዚ ንምጽራይ ስልኪ ዝተደወለሎም ኮማንደር ደስታ ኣብ ኣኼባ ምኻኖም ከምዝተነግረን ብተደጋጋሚ ዝተኻየደ ፈተነ ከምዘይሰለጠ ተሓቢሩ።

ቢቢሲ ኣፍሪቃ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ጠቂሱ ከምዝሓበሮ ኣብ ኦሮምያ ንብረት ወጻእተኛታት ዝኾነ ሓዊሱ ብውሑዱ 10 ኩባንያታት ሓዊ ምንዳዶም ገሊጾም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይኽኣል።

ኣብ ኢትዮጵያ ዝተላዓለ ተቃውሞ ምቅጻሉ ብሰንኪ’ዚ ንብረት ምውዳሙ ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:36 0:00

XS
SM
MD
LG