ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ወላ ሓደ`ውን ብዘይ ናይ ሽብር መረዳእታ ዝተኣስረ ሰብ የለን- ቀ/ም መለስ


ብዛዕባ ዝተኣስሩ ፖሊቲካዊ መራሕትን ጋዜጠኛታትን ዝትሓተቱ ኣቶ መለስ፡ ናይ ኣሸበርቲ ውድባት ኣባላት ምዃኖም ዘእመን መረዳእታ ኣለና ኢሎም ብዛዕባ ዝተኣስሩ ፖሊቲካዊ መራሕትን ጋዜጠኛታትን ዝትሓተቱ ኣቶ መለስ፡ ናይ ኣሸበርቲ ውድባት ኣባላት ምዃኖም ዘእመን መረዳእታ ኣለና ኢሎም ብዛዕባ ዝተኣስሩ ፖሊቲካዊ መራሕትን ጋዜጠኛታትን ዝትሓተቱ ኣቶ መለስ፡ ናይ ኣሸበርቲ ውድባት ኣባላት ምዃኖም ዘእመን መረዳእታ ኣለና ኢሎም ብዛዕባ ዝተኣስሩ ፖሊቲካዊ መራሕትን ጋዜጠኛታትን ዝትሓተቱ ኣቶ መለስ፡ ናይ ኣሸበርቲ ውድባት ኣባላት ምዃኖም ዘእመን መረዳእታ ኣለና ኢሎም ብዛዕባ ዝተኣስሩ ፖሊቲካዊ መራሕትን ጋዜጠኛታትን ዝትሓተቱ ኣቶ መለስ፡ ናይ ኣሸበርቲ ውድባት ኣባላት ምዃኖም ዘእመን መረዳእታ ኣለና ኢሎም

ቀ/ም መለስ ሎሚ ኣብ ፓርላማ ዝተረኸቡ፡ ፕረሲደንት ግርማ ወልደጊዮርጊስ ኣብ ዝሃብዎ መደረ ንዝልዓሉ ሕቶታት ምላሽ ንምሃብ`ዩ። ፕረሲደንት ግርማ፡ ኣብ ዘረብኦም፡ ናይ ኤርትራ መንግስቲ ተለኣኣኽቲ ክኾኑ ዝመረጹ ሓደሓደ ናይ ፖሊቲካ መራሕቲ፡ ካብ ዝተጋገየ መንገዲ ርሒቖም ናብ ሕጋዊ ስርዓት ክምለሱ ኣለዎም ኢሎም።

ኣብ`ቲ ባይቶ እንኮ ኣባል ተቓዋሚ ኣቶ ግርማ ሰይፉ ብወገኖም፡”ከምኡ ዓይነት መተሓሳሰቢ ክውሃቦ ዝግብኦ ንባዕሉ ነቲ መንግስቲ`ዩ” ኢሎም።

ንምሉእ ጸብጻብ ኣብ`ዚ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG