ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሃገራዊ ግንባር ሓርነት ኦጋደን 168 ወተሃደራት መንግስቲ ከምዝቐተለ ኣፍሊጡ


ኣዛዚ ምልሻ'ቲ ከባቢ ግና ነዚ ሓበሬታ'ዚ ይነፅጎ

ግንባር ሓርነት ኦጋደን፡ ኣብ ኸባቢ ጅጅጋ ኣብ ዝርከብ ኸባብታት ከምዘጥቅዐ ገሊጹ`ሎ። እቲ ግንባር ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ወርሒ መጥቃዕቲ ን168 ወትሃደራት መንግስቲ ከምዝቀተለ'ውን ይሕብር።ነበርቲ`ቲ ከባቢ ብወገኖም፡ ሰራዊት ኦብነግ ንሓደ ዒላ ዝሕሉ ዝነበረ ኣሃዱ መንግስቲ ከምዘጥቅዑ መስኪሮም ኣለዉ።

ነዚ ኦብነግ ዝሃቦ መግሊፂ ዝነፀጉ ኣዛዚ ምልሻ መንግስቲ ግን ጸፊዕና መሊስናዮም፡ 35 ድማ ቀቲልናሎም ይብል፡

ምሉእ ሓበሬታ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብዚኣ'ሞ! ብመሰረት ክወሃብ ዝጸንሐ ሓበሬታታት ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ሶማል ዝጸንሓ መርገጺ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG