ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሃገራዊ ግንባር ኦጋደን፡ ሰራዊት ኢትዮጵያ ተኹሲ ኸፊቱ 16 ሲቪላት ቐቲሉ ይብል


መንግስቲ ግን ልሙድ ሓሶት ይብሎ

ሃገራዊ ግንባር ሓርነት ኦጋደን፡ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ዝሓለፈ ሰንበት ለካቲት 12፡ ነበርቲ ኸባቢ ጉናጋዶ፡ ወተሃደራት መንግስቲ ፡ባይቶ ናብ ዝተኣከቡ ሰባት ተኩሶም 16 ኣቑሲሎም ብዙሓት ኣቑሲሎም ኢሉ።

ክሊቲኦም ወገናት ብግብረ ሽበራ ነንሕድሕዶም ይካሰሱ።

ምስ በዓልስልጣን ኦብነግ ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕን፡ ምላሽ መንግስትን ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብዚኣ'ሞ! ብመሰረት ክወሃብ ዝጸንሐ ሓበሬታታት ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ሶማል ዝጸንሓ መርገጺ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG