ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ኣብያተ-ዕዮ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣዋጅ ናፅነት ሓበሬታ ከኽብራ መፀዋዕታ ይቐርብ
ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ ዝተፈላለያ ኣካላት መንግስቲ ንኣዋጅ ናፅነት ሓበሬታ ከም ዘየኽብራ፡ ሓባሲ ንብዓት ኢትዮጵያ ሎሚ ሓሙስ 18 ጥሪ 2024 ወግዓዊ ዝገበሮ መፅናዕቲ ሓቢሩ። ካብተን 15 ኣብያተ ዕዮ ሚንስትሪታት እተን 12 ሓበሬታ ኣብ ምሃብ ፀገም ከም ዘለወን ዘመልከተ እቲ ቤት ፅሕፈት፡ እቲ ርዲኢት ኣብ ዋሕዚ ሓበሬታ ዝህሉዎ ኣሉታዊ ሳዕቤን ኣመልኪቱ።
ቅጥዒ