ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ: መበል 12 መዓ ልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ሎሚ ተዘኺሩ


File
File

ሎሚ ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ዓፋር ከተማ ሶማል ዝተኸበረ መበል 12 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ቀዳማይ ሚንስተር ሃይለማርያም ደሳለኝ ኣብታ ሃገር ንዝተኸስቱ ጎንጽታት ሓይልታት ጥፍኣትን ኮንትሮባንዲስት ንዝበልዎም ከሲሶም።

ንሶም ካብ ታሪኽና ዝወረስናዮም ዝንቡዓት ርክባት ኦሮምያ ኣብ ምፍቅቃድ ህዝብታት ዝተመስረተ ሓደ ማህበረሰብ ንምምስራት ነዊሕ ጉዕዞ ጀመርናላ መዓልቲ ክብሉ ሕገ መንግስጺ'ታ ሃገር ዝጸደቐላ ሎሚ 23 ዓመት ጌራ ዝበልዎ ጠቂሶም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

XS
SM
MD
LG