ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሃገራዊ ኮሚሽን ምኽክር ኢትዮጵያ ምስ ተወከልቲ ዘተ ጀሚሩ


ሃገራዊ ኮሚሽን ምኽክር ኢትዮጵያ ምስ ተወከልቲ ዘተ ጀሚሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:43 0:00

ሃገራዊ ኮሚሽን ምኽክር ኢትዮጵያ፡ ኣብቲ ሳልሳይ ንተጋባእቲ ዘሳትፍን ዘተ ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጀሚሩ። ኣብዚ ፈላማይ ዘተ ካብ በበይኑ ኣካላትን ወገናትን ዝተዋጽኡ ልዕሊ 2,500 ተሳትፍቲ ምህላዎም ተፈሊጡ ኣሎ። እንተዀነ፡ እዚ ኮሚሽን ካብ ሓያሎ ኣብ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ዓቢ እጀታ ዘለዎም ወገናት’ውን ተቓውሞ ገጢሙዎ ንዘይምስታፍ መሪጾም ኣለዉ።

XS
SM
MD
LG