ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ተቓውሞ ሰልፊ ሙስሊማን ይወዳደብ ኣሎ


ዕላምኡ፡ መንግስቲ ኣብ ሃይማኖት ምስልምና ኢዱ የእቱ`ሎ ንዝብል ንምቅዋም`ዩ

ልዕሊ 30 ሚልዮን ህዝቢ ኢትዮጵያ ተኸታሊ ሃይማኖት ምስልምና`ዩ። ናቱ ዘይወግዓውያን ወከልቱ፡ ምርጫ መሪሕነት ጉባኤ ምስልምና በብቐበሊኡ ክግበር ኣይቅበልዎን። ምርጫ መራሕቲ ሙስሊም ኣብ መሳጊድ`ዩ ክካየድ ዘለዎ ይብሉ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቲ ኣኽራሪነት ይሰብኽ `ዩ ዝብሎ `ሳላፊ` ዝተባህለ እምነት ምስልምና ኣጊዱ፡ ነቲ `ኣል ኣህባሽ` ዝተባህለ እምነት ከምዝቕበል ነቐፍቲ ይዛረቡ።

ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቕ፡

XS
SM
MD
LG