ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'ኢትዮጵያ ኣብ ምድምሳስ ጉጅለታት ፈጠራ ራዕዲ ዓቅማ ዘፍቀደ ክተብርክት'ያ' ኢሎም ቀ/ሚ ሃይለማርያም ደሳለኝ

Flexjets takes on the U.S. Polo Association at the Aspen World Snow Polo Championship at Rio Grande Park in Aspen, Colorado.
Flexjets takes on the U.S. Polo Association at the Aspen World Snow Polo Championship at Rio Grande Park in Aspen, Colorado.

‘ኢትዮጵያ ኣብ ግጥም ፀረ ኣልሸባብን ጉጅለ እስላማዊ መንግስቲን ዓቅማ ዘፍቀደ ኣበርክቶ ክትገብር’ያ’ ኢሎምቀ/ሚ ሃይለማርያም ደሳለኝ።

“ኣልሽባብን ጉጅለ እስላማዊ መንግስቲን ብኩሎም መንግስታትን ደለይቲ ሰላምን ክምከቱን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ክውዕሉን ስለዝግባእ፣ኢትዮጵያ ነዚ ኣረሜንያዊ ተግባር ንምድምሳስ ኣብ ዝካየዱ ፃዕሪታት ዓቅማ ብዘፍቀደ ክትሳተፍ’ያ” ኢሎም።

እዚ ከምዚ’ሉ ከሎ፣ድሕሪ ምዝዛም’ቲ ሰልፊ ኣብ ሞንጎ ፖሊስን እቶም ተቃወምቲን ዳርባ እምኒ ስለዝነበረ ኣብ ልዕሊ ሰባት ጉድኣት ወሪዱ’ሎ ይብል መለስካቸው ኣማሃ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:03:40 0:00

XS
SM
MD
LG