ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ምትካእ ቀዳማይ ሚንስተር ተደናጉዩ


Ethiopian Prime Minister Meles Zenawi 16 Dec 2009 (file photo)

ፓርላማ ህጹጽ ኣኼባ ክገብር መዲቡ እንተነበረ`ኳ ሰሪዝዎ`ሎ

ቤት ጽሕፈት ሚንስተር ኮሚንኬሽን በረከት ስምኦን ዘውጽኦ መግለጺ፡ እቲ ህጹጽ ኣኼባ ንምንታይ ከምዝተናውሐ፡ መኣስ`ከ ከምዝግበር ኣይሓበረን።
እታ ሃገር ከምቀደማ ተሪራ ረጊጻ`ያ ዘላ ኢሎም ኣቶ በረከት ንቪኦኤ።

ኣቶ መለስ፡ ንኢትዮጵያ ንዝሓለፈ 20 ዓመት ብብርቱዕ ምቁጽጻር ምምርሖም ይፍለጥ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:08:55 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG