ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምምሕዳር ከተማ መቐለ ን11,400 መራሕቲ ስድራ መሬት ዓዲሉ


ምምሕዳር ከተማ መቐለ ን11,400 መራሕቲ ስድራ መሬት ዓዲሉ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:37 0:00

ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣብታ ከተማ ንዘሎ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ የቃልል እዩ ዝበሎ መፍትሒ ወሲዱ'ሎ። ብመሰረት እዚ ብዓርሰ ምትሕግጋዝ ማሕበር ህንፀት ኣባይቲ ንዝተወደቡ ን11,400 መራሕቲ ስድራ ትማሊ ዘዳለወሎም መሬት ኣረኪቡዎም'ሎ።

XS
SM
MD
LG