ሓያሎ ብሕታውያን መራኸቢታት ብዙሃን ኢትዮጵያ ይዕፀዋ
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብርክት ዝበላ ናይ ውልቀ መራኸቢታት ብዙሃን ብሰንኪ ስእነት ፋይናንሳዊ ዓቕሚ ይዕፀዋ ከምዘለዋ ንድምፂ ኣመሪካ ርእይቶ ዝሃቡ ሰብሞያን ወነንቲን ገሊፆም። ቤት ምኽሪ መራኸብቲ ሓፋሽ እታ ሃገር ብወገኑ ኣብቶም ዝሓለፉ ሒደት ዓመታት ብዙሓት ጋዜጣታት፡ መፅሔታትን መደበራት ቴሌቪዥንን ከም ዝተዓፀዋ ኣረዲኡ ኣሎ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ