ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብሕልፊ መንግስታዊ ሚድያታት ኢትዮዽያ፣ኣንፈተን ስሒተን ኣብ ኣገዳሲ ዘይኮነ ዕዮታት ተፀሚደን ከምዘለዋ ባዓል-ስልጣን ብሮድካስቲንግ እታ ሃገር ከምዝጠቀሱ ትማሊ ሶኒ ሓቢርና ነይርና።መንግስቲ ክንቀፍ ኣብ ዝተቀረበሉ እዋን ሚድያታት ግና ሓገዝቲ ኮይነን ኣይተረኽባን ኢሎም።

ስለምንታይ መንግስታዊ ሚድያታት ኢትዮዽያ ሃውቲተንን ቦኲረንን ኣብ ዝብል ዝተፈላለዩ ጠንቂታት ከምዝህልዎ ዝገልፁ ኣጋይሽና ብወገኖም፣ፀገም ሚድያታት ካብ ሱሩ ገምጊምካ ፍታሕ ምንዳይ ጊዜ ዘይህብ ምኳኑ ይጠቅሱ።

ንካልኣይ ክፋል‘ቲ ቃለ-ምልልስ ስምዑ፣
XS
SM
MD
LG