ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ሊብያ 170 ንክንወፅእ ርድኡና ዝብሉ ሰባት ከምዝተመዝግቡ ኢትዮጵያ ኣፍሊጣ


እቶም ተመለስቲ ብግብፂ፣ቱኒስያ ወይ ብሱዳን ከምዝሓልፉ'ውን ተገሊፁ

ወሃቢ-ቃል ምንስተር ወፃኢ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ ሊብያ ተቐርቂሮም ዘለው ምብራቅ ኣፍሪቃውያን ንምምዝጋብ ዝተጀመረ ከይዲ ንዝተወሰኑ ሰባት ኣብ ትሪፖሊ ከምዝመዝገበ ኣግሊጦም።

ቀንዲ ውራይ መንግስቲ ኢትዮጵያ እቶም ሓገዝ ዝደልዩ ብድልየቶም ናብ ኢትዮጵያ ንምውሳድ ወይ ካብ ሊብያ ንምውፃእ ጥራሕ'ዩ ኢሎም።

XS
SM
MD
LG