ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ ን22,000 ተናበይቲ ጎደና ከም እተጣይስ ገሊፃ


መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ 11 ከተማታት ንዝርከቡ 22,000 ተናበይቲ ጎደና ከምዘጣይስ ኣፍሊጡ።እዚ ቅድም ክብል ዝተጀመረ ምንቅስቓስ ምስ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ብዝተኣሳሰረ ይሳለጥ ከምዘለዎ ሚንስትሪ ሰራሕተኛታትን ማሕበራዊ ጉዳይን ገሊፁ።

እቲ ሚንስትሪ ኣብ መላእ እታ ሃገር ካብ ዝርከቡ 80,000 ተናበይቲ ጎደና ብፍላይ ኣብ ዋና ከተማታት ዝርከቡ ንምጥያስ ይሰርሕ ከምዘሎ ሓቢሩ።

XS
SM
MD
LG