ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰመጉ ናይ ህዝቢ ደሞክራስያዊ መሰል ይከበር ክብል ጻውዒት ኣቕሪቡ


ናይ ኢትዮጵያ ጉባኤ ሰብኣዊ መሰላት ሰመጉ ናይ ህዝቢ ሰላማዊ ሰልፊ ናይ ምግባር ደሞክራስያዊ መሰል ይከበር: ናይ ሓይሊ ስጉምቲ ደው ይበል: ኣብ ልዕሊ ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ይካየድ ኣሎ ንዝበሎ ምንክልባትን ማእሰርትን ድማ ጠጠው ይበል ክብል ጸዊዑ።

ኣብ ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ኮሚዩኒኬሽን ክፍሊ ርክብ ህዝቢ ዳይረክተር ኣቶ መሓመድ ስዒድ ብወገኖም እቲ ሰልፊ ሰላማዊ ኣይኮነን ይብሉ።

ብኻልእወገን ኣብ በርሊን ዝርከቡ ገለ ኢትዮጵያውያን ከኣ መንግስቲ ጀርመን ንኢትዮጵያ ህቦ ደገፍ ይመርመር ክብሉ ሰልፊ ኣካይዶም ኣለው።

Recommended

XS
SM
MD
LG