ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ ፡ንጸረ-ሽበራ ኣመኽኒያ ትገብሮ ምእሳር ክተርፍ ኣለዎ -ይብሉ Human Rights Watchን Amnesty Internationalን


ካብተን ናይ መወዳእታ ዝተረፋ ናይ ብሕቲ ጋዜጣታት ናይ ሓንቲ ኣሰናዳኢ ዝነበረ ዳዊት ከበደ`ውን ሃዲሙ

Human Rights Watchን Amnesty Internationalን ብሓባር ኾይኖም ኣብ ዘውጽእዎ መግለጺ፡ ሰበ-ስልጣን ኢትዮጵያ ንፖሊቲካዊ ተቓወምቲ ንምዕፋን ጸረ-ሽበራ ምጥቃም ክገድፍዎ ጸዊዖም።

ወሃቢ-ቓል ሁማን ራይትስ ዋች ቤን ለውረንስ፡ “ኢትዮጵያ ብምጥምዛዝ ስርዓት-ፍትሒ ካብ መንጎ ኣዝየን ዝተሓሳስባ ሃገራት`ያ፡ እኳ`ድኣስ ኸምኡ ዓይነት ስራሕ ኣብ ዝኾነት ሃገር ርኢና ኣይንፈልጥን” ኢሉ።

ንምሉእ ጸብጻብ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

ኣብዚኣ'ሞ

ባይቶ ኣመሪካ ብ HR-128 ዝፍለጥ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊን ዲሞክራስያዊ መሰላትን ንኽሕሎ ዝጠልብ ረቂቕ ኣሕሊፉ ኣሎ። እዚ ረቂቕ'ዚ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG