ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ሕቡራት መንግስታት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ወንበር ረኺባ።
ከም ኢትዮጵ ዝበላ ዘተሓታትት ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ዘለወን ሃገራት ምምራፀን ኣዝዩ ዘሕዝን እዩ ክብሉ ኣብ ህይውማን ራይትስ ዎች ዳይረክተር ኣድቮከሲ ሕቡራት መንግስታት ፊሊፕ ቦሎፒያን ይገልፁ።
ዝተኻየደ ምርጫ ክንድዚ ዝኣክል ንሕንሕ ይኹን ውድድር ከምዘይነበረ የግዳስ ናይ ኣፍሪካዊያን ጉጅለ ብዝተለመደ ዘቕረቦ ተመሳሳሊ ቑፅሪ ዘለዎ ውክልና እዩ ኢሎም እቶም ዳይረክተር።
ንሕንሕ ኣብዘይነበረሉ ምርጫ ብምስዓር ካብ ምሕጓስ ኢትዮጵያ ናይ ባዕላ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ክትፍትሽ ይግባእ ኢሎም።ብፍላይ ድማ ሓስብካ ብነፃነት ምግላፅ ብዝምልከት ናይ ፀጥታ ሓይልታት ተሓተቲ ክትገብር ኣለዋ ኢሎ