ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ መርማሪ ጉጅለ ናብ ክልል ኣምሓራ ከምዝልእኽ ኣፍሊጡ


ናይ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ መሰላት ኮሚሽን ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዘተሓሳስብ ኩነታት ኣብ ምስፍሕፋሕ ምዝ ዝርከብ ናይ ትግራይ ግጭት ብዝተኣሳሰረ ምስ ዝተፈፀመ መጥቓዕቲ ከቢድ ብረት፣ቕትለት፣ወራርን ምምዝባልን ምርመራ ንምክያድ ናብ ክልል ኣምሓራ ዘፃሪ ጉጅለ ከምዝልእኽ ኣፍሊጡ።13 ነሓሰ2013 ዓ\ም ኣብ ዞባ ደቡብ ጎንደር ከብ ከተማ ደብረታቦር ዕጡቓት ህወሓት ከምዝተፈፀመ ዝተዘረበሉ ዝብሎ ደብዳብ ከቢድ ብረት ሓደ ናይ ቤተሰብ ባላት ዝኾኑ ዉዴ ዋሌ፣እሱባለው ድረስ፣ኣዲስ ኣለም ድረስ፣ሰርካለም ድረስን ናይ ኣርባዕተ ወርሒ ህፃን ህፃን ኣመል ድረስን ከምዝተቐትሉ ተረጋጊፁ ኣሎ ይብል እቲ መግለፂ።

እናሰፍሐን እናገደደን ዝርከብ ግጭት ኣብ ልዕሊ ስቪላት ዝለዓለ ጉድኣትን ሰብኣዊ ቅልውላውን እናስዓበ እዩ ኢሉ። እቲ ኮሚሽን ኣብቲ ግጭት ዝሳተፉ ኩሎም ወገናት ስቪል ዒላማ ከይገብሩ ዳግም የተሓሳስብ።

XS
SM
MD
LG