ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ተፈጺሞም ንዝተባህሉ መግሃስቲ ሰብአዊ መሰላት ዘጻርይ ኣካል ሕጂ’ውን ኣኻታዒ ኮይኑ’ሎ


ፋይል
ፋይል

ኣብ ኢትዮጵያ እብ እዋን ተቓውሞ ዝተፈፀሙ መግሃስታት ሰብኣዊ መሰላት ክፃረ ዘለዎ ብገለልተኛ ኣካል ክኸውን ኣለዎ ክብሉ ተቓወምቲ የተሓሳስቡ ኣለው።ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ገለልተኛ ኣይኮነን ይብሉ ኣለው።

ነዚ ርእይቶ ዘይቕበል መንግስቲ ኢትዮጵያ ናይ ምፅራይ ስራሕ ዝሰርሕ ብተግባር ዝተፈተሸ እዚ ኮሚሽን እዚ እዩ ክብል ገሊፁ’ሎ።

ኣብ ክልላት ኦሮሚያን ኣምሓራን ኣብ ዝተኻየዱ ተቓውሞታት ዝተፈፀሙ መግሃስትታት ሰብኣዊ መሰላት ንኽፃረዩ ናይ ሕቡራት መንግስትታ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሓዊሱ ኣህጉራዊን ዓለምለኻዊያን ትካላት እቲ ጉዳይ ብገለልተኛ ኣካል ክፃረ ሓቲቶም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይኽኣል።

XS
SM
MD
LG