ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ፒያሳ ንመዕቀኒ ዕቃበ ኣይበቅዕን’ዩ” በዓል መዚ ሓድግታት ኢትዮጵያ

“ፒያሳ ንመዕቀኒ ዕቃበ ኣይበቅዕን’ዩ” በዓል መዚ ሓድግታት ኢትዮጵያ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:04 0:00

“ፒያሳ ንመዕቀኒ ዕቃበ ኣይበቅዕን’ዩ” በዓል መዚ ሓድግታት ኢትዮጵያ

ነታ ማእከል ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝኾነት ፒያሳ ከየፍረስካ፣ ንበይና ዓቂብካ ንምሕላው፣ ነቲ መዐቀኒ ከምዘይተማልእ፣ ዋና ዳይሪክተር በዓል መዚ ሓድግታት ኢትዮጵያ ኣቶ ኣበባው ኣያሌው፡ ሎሚ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቡዎ መብርሂ ገሊፆም። እቶም ሓላፊ ምስ ልምዓት ፕሮጀክት ኮረዲዮር ኣዲስ ኣበባ ተኣሳሲሩ ብብዙሓት ንዝመጽእ ዘሎ ነቕፌታ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ ምላሽ’ዩ ነዚ ዝበሉ። ቅድሚ ሕጂ ንድምጺ ኣመሪካ መብርሂ ዝሃቡ ሰብ ሞያ ብወገኖም፡ እቲ ዝበሃል ዘሎ መምርሒ ህዝባዊ ዘተ ዝተገበረሉ ኣይኮነን ይብሉ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG