“ፒያሳ ንመዕቀኒ ዕቃበ ኣይበቅዕን’ዩ” በዓል መዚ ሓድግታት ኢትዮጵያ


“ፒያሳ ንመዕቀኒ ዕቃበ ኣይበቅዕን’ዩ” በዓል መዚ ሓድግታት ኢትዮጵያ

No media source currently available

ነታ ማእከል ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝኾነት ፒያሳ ከየፍረስካ፣ ንበይና ዓቂብካ ንምሕላው፣ ነቲ መዐቀኒ ከምዘይተማልእ፣ ዋና ዳይሪክተር በዓል መዚ ሓድግታት ኢትዮጵያ ኣቶ ኣበባው ኣያሌው፡ ሎሚ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቡዎ መብርሂ ገሊፆም። እቶም ሓላፊ ምስ ልምዓት ፕሮጀክት ኮረዲዮር ኣዲስ ኣበባ ተኣሳሲሩ ብብዙሓት ንዝመጽእ ዘሎ ነቕፌታ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ ምላሽ’ዩ ነዚ ዝበሉ።

​
XS
SM
MD
LG