ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ 2.2 ሚሊዮን መጠን ክታበት ኮቪድ 19 ተረኪባ


ኢትዮጵያ ንመጀምሪያ ግዜ ናይ ኮቪድ 19 ክታበት ምርካባ ከም ሃገር ዓብይ ዕለት እዩ ኢለን ምንስቴር ጥዕና ኢትዮጵያ ዶክተር ሊያ ታደሰ ።ትፅቢት ካብ ዝግበር ፈላማይ ክታበት ኣስትራዘኒካ ምዃኑ ገሊፀን ኣለዋ።

ትማሊ ሰንበት 28 ለካቲት 2013 ዓ\ም ናብ ኢትዮጵያ ዝኣተወ መጠን ክታበት ኮረናቫይረስ 2.2 ሚሊዮን ምዃኑ ምንስቴር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ተዛሪበን ኣለዋ።

XS
SM
MD
LG