ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ፡ ንኻልኦት ሃገራት ኣገልግሎት ሓበሬታ ሳተላይት ክትህብ ጀሚራ


ኢትዮጵያ፡ ንኻልኦት ሃገራት ኣገልግሎት ሓበሬታ ሳተላይት ክትህብ ጀሚራ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:08 0:00

ኢትዮጵያ፡ በቲ ኣብ ማእከል ምርምር እንጦጦ ዝርከብ ኑቑጣ መቐበሊ ሓበሬታ ሳተላይት ኣቢላ፡ ንኻልኦት ትካላትን ሃገራትን ኣገልግሎት ምሃብ ከም ዝጀመረት ኣፍሊጣ። እቲ ትካል እዚ ማእከል ሓበሬታ ሸርፊ ወጻኢ ኣብ ምምጻእ ዓቢ ተራ ክጻወት’ዩ ክብል እንከሎ፡ ንድምፂ ኣመሪካ ርእይቶ ዝሃቡ ክኢላታት ግን መንግስቲ ነዚ ኣገልግሎት ንውልቂ ገዲፉ፣ ኣብ ላዕለዎት ስራሓቲ ምርምርን ህንፀት ዓቕምን ከድህብ ተመራፂ’ዩ ይብሉ።

XS
SM
MD
LG