ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሰናይ ምሕደራ ክጽዕር’የ ይብል፡ ተቃወምቲ ግን ነዚ ይጠራጠሩዎ


Ethiopia - Good Governance

ገዛኢ ፓርቲ ኢህወዲግ አብ ዝመጽእ ዓመታት አብ’ታ ሃገር ንሰናይ ምሕደራ ንክሰፍን አበርቲዓ ክሰርሕ’የ ክብል ከሎ ተቃወምቲ ግና ዲሞክራሲን ሰብአዊ መሰላትን አብ ዘይተረጋገጸላ ሀገር ሰናይ ምሕደራ ክህልው አይኽእልን ይብሉ።

ኢህወዲግ አብ ጉዳይ ሰናይ ምሕደራ ንክነጥፍ ከምዝተበገሰ ገሊጹ’ሎ።

ተቃወምቲ ግና እዚ አባህህላ ገዛኢ ፓርቲ ዘናብር ንምኳኑ ይጠራጠሩ።

XS
SM
MD
LG