ኣዲስ ኣበባ —
ንሶም ብተወሳኺ እዚ መግለጺ ነቲ ኣብ ጋምቤላ ሎሚ ቅነ ዝተኻየደ ኣኼባ ክልቲኦም መንግስታት ከምዘንጸባርቅ ገሊጾም።
“እቶም ተጨውዮም ዝነበሩ ቆልዑ እንተተረኽቡ’ዃ ህይወት ሰብ ዘጥፍኡ ዕጡቓት ናብ ሕጊ ናይ ምቕራብ ስራሕ ክሰራሕ’ዩ። እዚ’ውን ናይ ባዕሉ መስርሕ ክህልዎ’ዩ ምኽንያቱ ዓለም-ለኸ ሕግታት ብፍላይ ናይ ዶብ ሕግታት ኣለው። ብመሰረት እዞም ዓለም-ለኸ ሕጊታት ድማ እዞም ዕጡቓት ንጹሃት ዜጋታት ብምጭፍጫፎምን ነቲ ህዝቢ ካብ ከባቢኡ ብምዝንባሎም ንብረቱ ብምዝራፍን ተሓተቲ’ዮም በዚ ድማ ናብ ሕጊ ኽቐርቡ ኣብ ምርድዳእ ተበጺሑ’ዩ” ኢሎም።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።