ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'ኤርትራ ዝዓለመቶምን ዘዕጠቐቶምን' ንሓሙሽተ ምዕራባዊያን ቱሪስታት ቀቲሎም ትብል ኢትዮጵያ


ኤርትራ ግና ቅድም እቲ ቅትለት መን ከምዝፈፀሞ ክፃረ ኣለዎ ብምባል ነቲ ክሲ ትነፅጎ

ኣብ ኢትዮዽያ ክልል ዓፋር መገሻ ይፍፅሙ ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ ኣውሮዻውያን ቱሪስታት መጥቃዕቲ ተፈፂሙ፣ገሊኦም ተቀቲሎም ገሊኦም ቆሲሎም‘ለው።

ምንስቲር ኮምኒከሽን ኢትዮጵያ ኣቶ በረከት ስምኦን ምስ ቪኦኤ ኣብ ዘካየድዎ ቃለ-ምልልስ ነቶም ቀተልቲ ዝመልመለ፣ዝዓለመን ዘዕጥቐን መንግስቲ ኤርትራ'ዩ ኢሎም።

ምንስቲር ዜና ኤርትራ ኤርትራ ኣቶ ዓሊ ዓብዱ ብወገኖም፣ነቲ ክሲ ብምንፃግ፣ገና ክፃረዩ ዝግባኦም ሕቶታት ኣለው ይብሉ።

ንኣቶ በረከት ስምኦንን ኣቶ ዓሊ ዓብዱን ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG