ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብኹናት ኢትዮጵያ-ኢርትራ ዝተበተኑ ኣባላት ሓንቲ ስድራ-ቤት ይራኽቡ


ዓይኒ ንዓይኒ ንክራኣኣዩ ብዙሕ ይምነዩ

ዳሕረዋይ ኲናት ኢትዮዽያን ኤርትራን ንሓፈሻዊ ኩነታት ፀጥታን ሰላምን ቀርኒ ኣፍሪቃ ጥራሕ ዘይኮነ ንስድራ-ቤታት‘ውን ኣረኻኺቡሎም‘ዩ። እቲ ኣዕናዊ ጠንቁ ካብ ሞንጎ ዝተንከፎም ሰባት ገሊኦም፣ቤተ-ሰቦም ተበታቲኑ፣ መወዳእትኡ‘ውን ርሒቅዎም ኣሎ።ናይ ሎሚ ኣጋይሽና‘ውን ኣብነት‘ቲ ንዛረበሉ ዘለና ኣሉታዊ ውፅኢት‘ቲ ጎንፂ‘ዮም።በትረ ስልጣን ናብ ኣስመራን ዓዲግራትን ደዊሉ ንዝተፈላለዩ ኣሕዋትን ኣባላት ስድራ-ቤትን ኣራኺብዎም ኣሎ።

ኣጋይሽ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ወ/ሮ ለተብርሃን ገ/ሚካኤል፣ወ/ሮ ለምለም ረዳን መንእሰይ ደሳለኝ ረዳን‘ዮም።

XS
SM
MD
LG