ግጭት መንግስታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ንህይወት ዓሰርተታት ኣሻሓት ኣጥፊኡ፡ማእለያ ዘይብሉ ንብረት ኣብሪሱ፡ ኣብ ልምዓት ክውዕል ዝነበሮ ሃብቲ በሊዑ ሓሊፉ።እቲ ግጭት ካልእ ስውር በሰላ'ውን ኣለዎ።ኣብ ልዕሊ ብህይወት ዝተረፉ ኣባላት ብርክት ዝበላ ስድራ-ቤታት ዘስዓቦ ፀገም።ቅድሚ ውግእ ዶብ ሓቢሮም ቀሲኖም ይነብሩ ዝነበሩ ዳሓር ግና ዝተበታተኑ ኣሻሓት ንፁሓት ከምዘለው ዝፍለጥ'ዩ።መርኣያ ክኮኑ ኢልና ሰለስተ ኣጋይሽ ሒልናልኩም ቀሪብና'ለና።
ወላዲት ኣብ ኢትዮጵያ ትነብዕ ውላድ ኣብ ኤርትራ ኮይና ተስፋ ትገብር
ተወሳኺ
-
27/05/2022
ድምፃዊ ደበሳይ ዘገየ ምስ ጭራ ዋጣኡ
-
27/05/2022
መዕለቢ ዘይረኸበ ሓደጋታት ብረት ኣመሪካ
-
27/05/2022
ትግርኛ ናብ ጉግል ንምእታው ብዛዕባ ዝተኻየደ ስራሕ