ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ኸተማ ደብረዘይቲ ክካየድ ዝቐነየ ኣኼባ ሓደ ጉጅለ መንእሰያት ኤርትራ


ካብ ሽወደን ኣብ`ቲ ኣኼባ ዝተሳተፈን ነቲ ኣኼባ ካብ ዝወደቡን ሓደ- መሓሪ ኣብርሃም፡ ካብ ኒው ዮርክ ድማ፡ ኣብ ፖሊቲካዊ ውዳበታት ኤርትራ ክነጣጠፍ ዝጸንሐ- ዳንኤል ተወልደ ኣዘራሪብና`ለና

ጋዜጠኛ ቪኦኤ ተወልደ ወልደገብሬል ፡ኣብ ዕላማን፡ ኣወዳድባን`ቲ ኣኼባ ኣካቲዕዎም ኣሎ፡ ቀዳማይ ክፋል`ቲ መደብ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

Listen to Part two here

XS
SM
MD
LG