ኣኼባ ገለ ዜጋታት ክልቲኤን ሃገራት፣ መፃኢ ርክብ‘ምበር ንድሕሪት ተመሊሱ ንዝተፈጥሩ ፀገማት ንምግምጋምን ንምእራምን ዓቅሚ ከምዘይብሉ ኣጋይሽና ይሕብሩ።ብመሰረት'ዚ መንግስታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ተፋቀሩ ክብሉ ክንፋቀር፣ተዋግኡ ክብሉና ከለው ንጣፋእ ክንከውን ኣይግባእን'ውን ይብሉ።
ኣብ መላእ ክፍላተ-ሃገራት ኣሜሪካን ካልኦት ሃገራትን ጨንፈራት ንምቋም፣ኣብ ኢትዮዽያን ኤርትራን እንተተኻኢሉ ኣኼባ ንምስላጥ'ውን መደብ ኣሎ ኢሎም።
ተሳተፍቲ‘ቲ ኮንፈረንስ ዝነበሩ ኣቶ መኮንን ወልደገብርኤን ኣቶ ያዕቆብ እንድርያስን ኣጋይሽ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ‘ዮም።
ናይ ሎሚ ዘበን መደባት ነፂሩ
ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ
ተወሳኺ
-
30/05/2023
ኢትዮጵያዊያን ጥንታዊያን ጽሑፋት ንምዕቃብ ይሰርሑ
-
30/05/2023
ኣብ ሱዳን መንበሪኦም ዝነደዶም ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ሓገዝ ይፅበዩ
-
30/05/2023
VOA60 America - Elon Musk visits China