ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዝተበተነት ስድራ ቤት ብህዝቢ ምስ ህዝቢ ተራኺባ


ERITREA & ETHIOPIA
ERITREA & ETHIOPIA
ወላዲት ወ/ሮ ሃይማኖት “ኣብ ውሽጢ ገዛ ምስ ደቀይ‘ንዶ ኣረኽበኒ እናበልኩ ንኣምላክ ይልምን ኣብ ዝነበርኩሉ ሰዓት ዘይተፀበኹዎ መፀዋዕታ ቴሌፎን በፂሑኒ” ኢለን ንጓለን ገለፃ።

ኣብ ኣስመራ ዘላ ኣምለሰት ጓለን‘ውን "ፍፁም ዘይተፀበየቶን እታ ምስ ወላዲታ ዝተዘራረበትላ መዓልቲ ፈፂማ ከምዘይትርሳዓን" ትዛረብ።

ኣብ ኣስመራን ዓዲግራትን ዝርከባ ኣደን ጓልን ካብ ዝፈላለያ ልዕሊ 15 ዓመታት ሓሊፉ‘ሎ። ዓይኒ ንዓይኒ ዝራኸባሉ ጊዜ‘ውን ኣማዕዲየን ይፅበያ።

ተንተንቲ ”ብጠንቂ ሰባት ብሕልፊ መንግስታት ኤርትራን ኢትዮዽያን ዝፈጠርዎ ፀገም፣ህዝቢ ክልቲኤን ሃገራት ተራሓሒቁን ተፈላልዩን፣ስድራ-ቤታት ተበታቲነን፣ወለዲ ኣባዲ ስኢኖም“ ኢሎም ከምዝወቅሱ ይዝከር።

ውላድ ንወላዲኡ ክሕግዝ ድልየቱ እዩ ግን ሰብ ሰራሕ ሓፁር እሾኽን ዕንቅፋትን ኮይኑ ከምዘሎ ካብ‘ቲ ቃለ-ምልልስ ምርዳእ ይካኣል።ፀበባ ኣባላት‘ታ ስድራ ቤት ዝሕብር ቃለ-ምልልስ ተቀሪብልኩም ኣሎ። ተኸታተሉ።
ሙሉእ ትሕዝቶ‘ቲ ቃለ-ምልልስ ኣዳምፁ
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:54 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG