ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓዱሽ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብዪ ኣሕመድ ዘቕረብዎ ጻውዒት ሰላማዊ ፍታሕ ምስሕሓብ ምስ ኤርትራ መዘራረቢ ኮይኑ


eritrea oman

ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብዪ ኣሕመድ ኣብ መደረ መዓልቲ ሹመቶምን ኣብ መቐለ ትግራይን ‘እቲ ምስ ኤርትራ ዝጸንሐ ምስሕሓብ ብሰላማዊ ኣገባብ መዕለቢ ንክረክብ ንመንግስቲ ኤርትራ መጸዋዕታ ከምዘቕረቡ ዝዝከር’ዩ።

ሚኒስትር ዜና ኤርትራ ኣቶ የማነ ገ/መስቀል ብወገኖም ‘ትግባረ ብይን ኮምሽን ዶብ’ምበር ካልእ መገዲ ንሰላም የለን’ ከምዝበሉ ገለ ሚድያታት ጸብጺበን’የን።

እዚ ምዕባለ ንክዘራረብሉ ክልተ ኣጋይሽ ዓዲምና ኣለና። ነበርቲ ቴክሳስ ኣሜሪካ ኢትዮጵያዊ ኣቶ ብርሃነ ኣለማዮህ ‘መንግስቲ ኢትዮጵያ ወይ ነቲ ብይን ክትግብሮ ኣለዎ፣ ወይካኣ ምኽንያት ገሊጹ ኣይቅበሎን’ ክብል ኣለዎ ክብል ከሎ ኤርትራዊ ኣቶ ኢሳያስ ተወልደን ብወገኑ ‘ትግባረ እቲ ብይን ክቕድም ኣለዎ ልዝብ ድሒሩ ዝፍጸም’ ይብል።

please wait

No media source currently available

0:00 0:13:04 0:00

ኣብዚኣ'ሞ

ተጋሩ ነበርቲ ከባቢ ዶብ ድልየት ሰላም ንምግላፅ’ዩ ብዝብል ናብ ኤርትራ ዝገብርዎ ምስጋር

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG