ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዶብ ሰገር ርክብ ህዝቢታት ኤርትራን ትግራይን


border ethiopia eritrea
border ethiopia eritrea

ኣብ ሞንጎ ክልቲኦም ህዝቢታት ከም'ቲ ዓሚ መስከረም ብጋሕ ዝበለ ጽርግያ ምስጋር'ኳ እንተዘይተኻእለ፣ እሾኽ ከይተወጋእካ ኣብ ክንዲ ትሰግር፣ ብንውሕ ዝበለ መገዲ ርክብ ቀጺሉ ከምዘሎ ይገልጽ ጋሻና ኣቶ ጎይቶኦም።

'ሰዓት 3፡00 ናይ ለይቲ ክሳብ 5፡00 ናይ ኣጋ ምሸት ነዊሕን ኣድካሚን ጉዕዞ ብምግባር ናብ ራማ ከምዝኣተወት'ውን' ትገልጽ ወ/ሮ ፍረወይኒ ጎይቶኦም።

'ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራ ነቲ ዝሓለፈ ታሪኹ ረሲዕዎ ስለዝነበረ፣ እዛ ዳሕረዋይ ምዕጻው ዶብ፣ ፍቕሪ ንክገብር፣ መጸበቒ ናይ ክልቲኦም ህዝቢታት'ዩ ኮይኑልና' ትብል ንሳ።

ኣቶ ጎይቶኦም ብወገኑ 'ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ናብ ትግራይ ናብ ህዝቦም ጥራሕ ይምጽኡ'ምበር፣ ብጓይላን ብዕልልታን ኢና ክንቅበሎም' ኢሉ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:07:19 0:00


XS
SM
MD
LG