ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መሰል ቅዳሕ ኣብ ኢትዮዽያን ኤርትራን (2ይ ክፋል)


Map of Eritrea and Ethiopia
Map of Eritrea and Ethiopia
ንኪነ-ጥበባውያን ኢትዮዽያን ኤርትራን ኣካታዒን ኣሳሓሓቢን ኮይንዎም ዘሎ ፀገም መሰል ቅዳሕ (ኮፒ ራይት)፣መዕለቢ ኣይተረኸበሉን ዘሎ።ብሕልፊ ዶብ ሰገር ምምንጣል ዜማታትን ግጥምታትን እናተዘውተረ ይመፅእ‘ሎ፣ ኣብ‘ዚ ቀረባ‘ውን ክፍታሕ‘ዩ ዝብል ግምት የለን።ንሎሚ ሕጋዊ መኣዝኑ ንምርኣይ ክንፍትን ኢና።ካሳሁን ወ/ጊዮርጊስን እስጢፋኖስ ኣብራሃን’ዮም ኣጋይሽና።

ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝቀረበ ቀዳማይ ክፋል፣ዘማች ኣብ ልዕሊ ነዚ ስርዓት‘ዚ ዝጥሕሱ ኪነ-ጥበባዊያን ሕጋዊ ስጉምቲ ክውሰድ‘ዩ ዝግባእ ከምዝበለ ይዝከር።እቲ ሕቶ ኣበይ ከይድካ‘ዩ ክሲ ክታሓዝ ዝካኣል? በየናይ ስሪትን ዓንቀፅ‘ከ‘ዩ ገበነኛ ምባል ዝካኣል? ኢልና ነበረ ነቲ ክትዕ ደው ዘበልናዮ።

ናይ ሎሚ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ንዓለም-ለኻዊን ሃገራዊን ሕጊታት ከምኡውን ኣብ ሞንጎ ክልተ ኣብ ዘይሰላም ሰይኲናት ዝርከባ ሃገራት፣ መሰል ቅዳሕ ከመይ ክትግበር ይኽእል? ካብ‘ዚ‘ከ ናበይ ኣንፈት ይከየድ? ዝብሉን ካልኦትን ከልዕል‘ዩ።

ኣዳምጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:15 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG