ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቀ/ሚ መለስ ዜናዊ ንኩነታት ዶብን ብዛዕባ መንግስቲ ኤርትራን ዝሃብዎ ዳሕረዋይ መግለፂ መዘራረቢ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኮይኑ


HORN OF AFRICA
HORN OF AFRICA

ክልቲኦም ኣጋይሽ ንሪኢቶ ቀ/ሚ መለስ ኣብ ጉዳይ ዶብ ዝተፈላለየ ትርጉም ይህቡ

ቀ/ሚ መለስ ዜናዊ ምስ ሬድዮ ተቃወምቲ ኤርትራውያን ሬድዮ ኣሰና ኣብ ዘካየድዎ ቃለ-ምልልስ፣ክልቲኤን ሃገራት ድሕሪ ልዝብ ክሰማማዓ እንተዘይኪኢለን ብይን ኮምሽን ዶብ ከምዘለዎ ክትግበር ይኽእል‘ዩ፣ ኢሎም።

ከምኡውን መንግስቲ ኤርትራ ናብ ኢትዮዽያ ዘቅነዖ ዝብልዎ ናይ ህውከት ፖሊሲ ክቕይር፣ “እንተዘይኮነ ንክቕየር ጻዕሪ ምግባር ከድልየና`ዩ” ኢሎም

ናይ ሎሚ መዘራረቢ ነጥቢ ኮይኑ‘ሎ።ኣጋይሽና ዶ/ር ኪዳነ መንግስተኣብን ኣቶ የማነ ሓጎስን‘ዮም።

እቲ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኣብ ናይ ረቡዕ ፈነወና ንዜና ስዒቡ ክትሰምዕዎ ትኽእሉ ኢኹም ወይ ነዚ ምልክት ድምጺ ጠውቑ።

XS
SM
MD
LG