ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ተቃወምቲ ፓርቲታት ይዘራረብ ኣሎ


ቀ/ሚ ኃይለማርያም ደሳለኝ
ቀ/ሚ ኃይለማርያም ደሳለኝ

ገዛኢ ፓርቲ ኢትዮጵያ ኣብ’ዞም ዝቅፅሉ 5 ዓመታት ንዝትግብሮም ሃገራዊ መደባት ውጥን ምዕባለን ትራንስፎርመሽንን፣ ምስ ተቃወምቲ ፓርቲታት ክትዕ ጀሚሩ።

እቲ ኣብ’ቲ መአከቢ ኣዳራሽ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝተኸፍተ ሓባራዊ ኣኼባ ዝተሳተፉ ቀ/ሚ ኃይለማርያም ደሳለኝ ‘ተቃወምቲ ውክልና ህዝቢ ስለዝሓዙን፣እቲ ሃገራዊ ውጥን ክትግበር ዝኽእል ናይ ሙሉእ ህዝቢ ሱታፌን ዝረጋገፅን ዝብል እምነት ስለዘሎ’ዩ’ ንዘራረብ ዘለና ኢሎም።

ኣቦ-መንበር ኣይንሳተፍን ዝበለ ሰማያዊ ፓርቲ ኣቶ ይልቃል ጌትነት ብወገኖም ‘ኣብ ልዕሊ ሃገራዊ ምርድዳእ ምልዛብ ክቅድም ኣለዎ’ ይብሉ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:02:33 0:00

XS
SM
MD
LG