ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክትዕ ኣብ ጉዳይ 'እዋናዊ ፖለቲካ ኢትዮጵያ' (1ይ ክፋል)


ኣርማ ኢህወዴግ

‘ሰለስተ ኣባል ፓርቲታት ኢህወዴግ ሓደ ውሁድ ሃገራዊ ፓርቲ ንምምስራት ዘሕለፈኦ ውሳነ፣ ትጽቢት ዝግበረሉ፣ እንተኾነ ሕጋዊ ምስሕሓባት ከምዘስዕብ’ ኣቶ ግደይ ዘረኣጽየን ገሊጹ።

‘ሃገራዊ ምርጫ ክናዋሕ ኣለዎ’ ዝብል መርገጺ’ውን ኣለዎ ኣቶ ግደይ ዘረኣጽየን።

‘ውህደት ባዕሉ ኪኢሉ ጸገም ኣይኮነን’ ዝብል ኣባል መሪሕነት ባይቶ ዓባይ ትግራይ ተሓጋጋዚ ፕሮፈሰር ኣብራሃ ተኽሉ ብወገኑ ‘ካብ ሕገ መንግስቲ ወጻእ ዝግበር ዝኾነ ዓይነት ተበግሶ ሳዕቤኑ ሓደገኛ ከምዝኾነ’ ይዛረብ።

‘ምርጫ ኣብ እዋኑ እንተዘይ ተፈጺሙ፣ ነታ ሃገር ኣብ ከቢድ ጸግም ክሽብባ ከምዝኽእል’ውን’ ይዛረብ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:15:06 0:00


ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG