ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ ብነዳዲ ዝሰርሓ መካይን ምእታው ትኽልክል   


ኢትዮጵያ ብነዳዲ ዝሰርሓ መካይን ምእታው ትኽልክል   
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:43 0:00

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብኽለት ኣየር ንምንካይ፡ ብነዳዲ ዝንቀሳቐሳ ናይ ውልቀ መኻይን፣ ናብ ሃገር ከይኣትዋ ከምዝወሰነ ኣፍሊጡ። ሚኒስተር መጓዓዝያን ሎጂስቲክስን እታ ሃገር ዶ/ር ኣለሙ ስሜ፡ ብሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝሰርሓ መኻይን ናብ ውሽጢ ሃገር ክኣትዋ ዘተባባዕ’ዩ ክብሉ እንከለዉ፡ ሰብ-ሞያ ግን ድሌትን ክውንነትን ክፈላለ ከም ዝኽእል የጠንቅቑ። 

XS
SM
MD
LG