ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ድሕሪ ውጽኢት ምርጫ ኢትዮጵያ:U.S ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ኣጠንቂቓ


ፕረዚደንት ባራክ ኦባማ
ፕረዚደንት ባራክ ኦባማ

እቲ መምርሒታት ምርጫ ነቲ ገዛኢ አዝዩ ዝተመቻቸወ’ዩ ኔሩ ክብል ቤት ዕዮ ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ አፍሊጡ’ሎ።

እቲ መምርሒታት ምርጫ ነቲ ገዛኢ አዝዩ ዝተመቻቸወ’ዩ ኔሩ ክብል ቤት ዕዮ ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ አፍሊጡ’ሎ።

በዚ መሰረት ኢትዮጵያ ብዛዕባ’ቲ ዘካየደቶ ምርጫ ንዝቐርባ ዘሎ ዓለም ለኸ ነቐፈታ መንግስቲ አዲስ ኣበባ ብዝህቦ ምላሽ’ዩ መፃኢ ርክባትና ዝቅረፅ ክትብል ኣሜሪካ መጨንቀቅታ ሐዘል መግለፂ ሂባ`ላ።

ምምሕዳር ኦባማ አብ ዞባዊ ፀጥታን ካልኦት ጉዳያትን ምስ ኢትዮጵያ ዘሎ ምትሕብባራት ዋጋ ዝህቦ’ካ እንተኾነ ብኣካይዳ’ቲ ምርጫ ቅሬቱ ገሊፁ፡ ርክብ ክልቲአን ሃገራት በቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንስክፍታታት መርጫ ዝህቦ ምላሽ ክትንከፍ’ዩ ክብል ኣፍሊጡ’ሎ።

እቲ መግለጺ ዝተዋህበ ውፅኢት ምርጫ ኣብ ዝወፀሉን ገዛኢ ፓርቲ ካብቲ ልዕሊ 500 መናብር ብዘይካ 3ተ ኹሉ ከምዝሰዓረ ኣብ ዘርእየሉ ዘሎ እዋንን’ዩ።

ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ

XS
SM
MD
LG