ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መስርሕ ውድድር ምርጫ ኢትዮጵያ ረስኑ ዓቂቡ ይቅፅል ኣሎ


ዶ/ር ኣዲስዓለም ባሌማ
ዶ/ር ኣዲስዓለም ባሌማ

ንውድብ ህወሓት ወኪሎም ኣብ ከተማ መቐለ ዝቐረቡ ሕፁይ ተወዳዳሪ ዶክተር ኣዲስ ኣለም ባሌማ ፀገም ዝስተ ማይ ህዝቢ መቐለ ንምፍታሕ 400 ሚልየን ዶላር ዝወደአ ግድብ ብመንግስቲ ክስራሕ እዩ ኢሎም።

ንመድረክን ወኪሎም ይወዳደሩ ዘለው ዶ/ር መረራ ጉድና “ቀንዲ መልእኽትና፣እዚ መንግስቲ’ዚ ንዝሓለፉ 24 ዓመታት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኢትዮጵያ ዝፈፀሞም ገበናት፣ዘካየዶም ምግፋዓትን ዘረፋን ንህዝቢ ምንፃር’ዩ” ይብሉ።

ሓምሻይ ዙር ሃገራዊ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣብ ሞንጎ ኢህወዴግን መዋግንቱ ፓርቲታትን ኣንፃር ዝተፈላለዩ ተቃወምቲ ፓርቲታትን፣መዓልቲ ምርጫ ክልተ መዓልታት ክሳብ ዝተርፎ ክቅፅል’ዩ።ክሳብ ፍርቂ ለይቲ ዓርቢ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:10:11 0:00

XS
SM
MD
LG