ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያውን ኤርትራውን ኣብ ጉዳይ ምስሕሓብ ፈለግ ኒል ይዘራረቡ


ኣቶ ወልደስላሰ ኣስፋውን ኣቶ ሱሌማን ኣደምን ክሊቲኦም ካብ ሎንዶን ዓዲ-እንግሊዝ`ዮም

ኢትዮጵያዊ ኣቶ ወልደስላሰ፡ ግብጺ ኣብ`ቲ ጉዳይ ዘይግባእ ናይ መፈራርሒ ኣዘራርባታት ከምዝተጠቐመት ብምንቃፍ፡ ኢትዮጵያ ግን ዝሃበቶ ምላሽ ግቡእ ምንባሩ ይገልጽ።

ኤርትራዊ ኣቶ ሱሌማን ድማ ፡ንውሻጣዊ ፖሊቲካዊ ሃልኪ ክጥቀማሉ እንተዘይኮይኑ፡ ማያት ኒል ንኽልቲኤን ሃገራት ይኣክል`ዩ ይብል። ምስ`ዚ ዝመሳሰል ኤርትራ ኣብ`ቲ ጉዳይ ንዘለዋ መርገጽ`ውን ይምስክር።

ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡
Listen to the program
please wait

No media source currently available

0:00 0:14:36 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG