ቀዳማይ ምንስቴር ኢትዮጵያ ሃይለማሪያም ደሳለኝን ፕሬዝዳንት ግብፂ ኣድሊ መንሱርን ብዛዕባ ግድብ ዓብዪ ህዳሴ ኢትዮጵያ ተራኺቦም ብዘይስምምዕ ከምዝተፈላለዩ ተፈሊጡ።
ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ጎኒ እቲ ኵዌት ኣብ ዝተኻየደ ጉብኤ ሃገራት ኣፍሪካን ዓረብን ብዛዕባ ግድብ ህዳሴ ክዘራረቡ እዚ ፈላማይ ጊዘ ምዃኑ እቲ ዜና ወሲኹ ሓቢሩ።
ቕርበት ዘለዎም ሰባት ብመሰረት ዝሃብዎ ሓበሬታ ኣብ ህንፀት ግድብ ህዳሴ ልዝብ ንኽካየድ ዝሓተተት ግብፂ ምዃናን ኣብ ስምምዕ ዝተበፅሐ ነገር ከምዘየለን ገሊፆም።
መራሒ ግብፂ ኣድሊ መንሱር ኣብ ህንፀት እቲ ግድብ ኣብዝካየዱ ዝርርባት ንኽሳተፉ ዘቕረብዎ ሕቶ ቀዳማይ ምንስቴር ሃይለማሪያም ደሳለኝ ኣይተቀበልዎን።