ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ብርክት ዝበሉ ከባቢታት ኢትዮጵያ ሕፅረት ዝናብ ኣጋጢሙ


ኣብዚ ናይ ሎሚ ኽረምቲ ኣብ መብዛሕቲኦም ናይ ኢትዮጵያ ከባቢታት ሕፅረት ዝናብ ከምዘጋጠመ ሃገራቲ ኤጀንሲ ሜትሮሎጆ ኣፍሊጡ።እቲ ሕፅረት ዝናብ ኣብ ሕርሻ ተፅዕኖ ምሕዳሩን ኣብ እዋን ኽረምቲ ናብዝተፈላለዩ ግድባት ክኣቲ ዝነበሮ መጠን ማይ እውን ምንካዩን ሓቢሩ’ሎ።

እቲ ሕፅረት ማይ ኣብ እንስሳትን ኣብ ሰባትን ዘብፅሖ ጉድኣት ምህላው መንግስቲ ኣይገለፀን ዘሎ።ኣባላት ማሕበረሰብ ዓፋርን ኢሳን ግን ኣብ ልዕሊ ሰብን እንስሳትን ጉድኣት ይበፅሕ ከምዘሎ ይገልፁ ኣለው። ብምኽትል ቀዳማይ ምንስቴር ዝምራሕ ሃገራዊ ኮሚቴ ምክልኻል ሓደጋ ምጥያሹ እውን ተፈሊጡሎ።ዝርዝሩ ይስምዑ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:05:03 0:00

XS
SM
MD
LG