ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

አብ ኢትዮጵያ አጋጢሙ ዘሎ ጥምየት ናይ ገዛኢ ፓርቲ ናይ ፖሊሲ ውድቀት'ዩ ክብል ሰማያዊ ፓርቲ ከሲሱ


"ፖሊሲ ገዛኢ ፓርቲ ንሓረስታይ ናይ መንግስቲ ገባሪ ዝገብር ስለዝኾነ ሓረስታይ ነጻ ኽሳብ ዘይኾነ ጥምየት ክጠፍእ ኣይክእል'ዩ" ክብል'ዩ ሰማያዊ ፓርቲ ከሲሱ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ብወገኑ እቲ አብ ስራሕ ዘሎ ፖሊሲ እንተዘይነብር ኔሩ ቁጽሪ ተጸባይ ረድኤት ብዕጽፍታት ምውሳኸ ኔሩ ኢሉ'ሎ።

ምሉእ ትሕዝትኡ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።3'29"

አብ ኢትዮጵያ አጋጢሙ ዘሎ ጥምየት ናይ ገዛኢ ፓርቲ ናይ ፖሊሲ ውድቀት'ዩ ክብል ሰማያዊ ፓርቲ ከሲሱ።
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:28 0:00

Recommended

XS
SM
MD
LG