ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

በደርቂ ዝተጎድኡ ገለ ሓረስቶት ደቡባዊ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሬድኤት የለን ይብሉ


Borena people
Borena people

ብሰንኪ ደርቂ፡ ጥሪትና ይሃልቃ`ለዋ፡ ቆልዑትና`ውን ዝበልዕዎ የብሎምን`ውን ይብሉ

ሱርጳ ኣብ ዝተባህለት ቀበሌ ዞባ ቦረና ዝነብሩ ሓረስታይ፡ ብሰንኪ ደርቂ ጥሪትና ይጠፍኣ`ለዋ፡ ዝብላዕ ዝስተ የለን፡ ኣብ ጸገም ወዲቕና ኣለና ይብሉ።

ናብ`ቲ ቦታ ዝተጓዕዘ ወኪልና ሄኖክ ሰማዝግሀር ዘዘራረቦም ሓረስታይ፡ ቆልዑቶም ዝበልዕዎ ይስእኑ ከምዘለዉን፡ ካብ መንግስቲ ዝረኽብዎ ረድኤት ከምዘየለን ገሊጾም።

ንምሉእ ሪፖርት ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG