ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ናይ ኣቶ በቀለ ገርባ ሓዊሱ ናይ ሸዓተ ሰባት ኽሲ ተቋሪፁ


Bekele Gerba
Bekele Gerba

ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ እኒ በቀለ ገርባ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ ሸዓተ ኣባላት ኣመራርሓ ተቓወምቲ ዝተመስረት ክሲ ከምዝቋረፅ ሎማዕንቲ ሰኒ ኣፍሊጣ።

ቀዳማይ ምንስቴር ሃይለማሪያም ደሳለኝ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ፖለቲካዊ እሱራት ንምፍታሕ ብዝኣተውዎ ቃል መሰረት እዩ እቲ ስጉምቲ ግብራዊ ዝኸውን ዘሎ

‘’ዋና ዓቃቢ ሕጊ ኣቶ በቀለ ገርባ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ ሸውዓተ ተጠርጠርቲ ዝተመስረተ ኽሲ ተቛሪፁ’’ ይብል ፀብፃብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት።ፈፃሚ ስራሕ ኢህወዴግ ኣብ ልዕሊ ፖለቲከኛታትን ውልቀሰባትን ዝተመስረት ክስታት ክቋረፅን ዝተፈርዶም ክኣ ብምሕረት ክፍትሑን ብመሰረት ዘሕለፎ ውሳነ እዩ።

ኣቶ በቀለ ገርባ ኣብ ቤት ፍርዲ ናይ ተቓውሞ መዝሙር ብምዝማሮም ንቤት ፍርዲ ደፊርኩም ብዝብል ሽዱሽተ ኣዋርሕ ማሰርቲ ተፈሪዱዎም’ዩ።መዓስ ከምዝፍትሑ ንፁር ኣይኮነን።

please wait

No media source currently available

0:00 0:01:10 0:00

XS
SM
MD
LG