ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መንግስቲ ኢትዮጵያ ንዝተፈናቀሉ ዜጋታት ፍታሕ ኣብ ክንዲ ምንዳይ ኣብ ፕሮፖጋንዳ ተፀሚዱ'ሎ ይብል መኢአድ

መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ደቡባዊ ኽሊ'ታ ሃገር ንዝተፈናቀሉ ዜጋታት ፍታሕ ኣብ ክንዲ ምንዳይ ነቲ ኩነታት ብምኽሓድን ኣብ ፕሮፖጋንዳን ተፀሚዱ'ሎ ክብል ናይ መላኣ ኢትዮጵያ ሓድነት ፓርቲ መኢአድ ወቂሱ።

መኢአድ እቲ ምፍንቃል ሎሚ'ውን ቀፂሉ'ሎ ክብል'ውን ገሊፁ።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

This item is part of
XS
SM
MD
LG