ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 70-ሽሕ ህዝቢ ንሓደጋ ምምዝባል ተቃሊዑ ይብል መኢአድ


መኢአድ ማለት ናይ መላእ ኢትዮጵያ ሓድነት ውድብ ኣብ ክልል ደቡብ ኣብ ወረዳ ጉርዲ ፍርዳ መንግስቲ ንዜጋታት ዘመዛበል ተግባር ይፍፅም'ሎ ክብል ሎሚ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ከሲሱ'ሎ።

እቲ ውድብ ኣብቲ መግለፂኡ ኣብ ክልላዊ መንግስቲ ደቡብ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ኣብ ዞባ ቤንቺ ማጆ ወረዳ ጉርዲ ፈርዳ ልዕሊ 78-ሽሕ ህዝቢ ኣብ ውሽጢ 22 ቀበሌታት ንምምዝባል ሓደጋ ተቃሊዑ'ሎ ኢሉ'ሎ።

በቲ ተግባር'ውን ንገዛኢ ፓርቲ ኢህወደግን ንመንግስቲን ይኸስስ።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

XS
SM
MD
LG