ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“76% ኢትዮጵያውያን ዛጊት ተጠቀምቲ ሞባይል ኢንተርነት ኣይኰኑን” ትካል ጂ.ኤስ.ኤም.አ


ንኣገልግሎት ቴሌኮም ኢትዮጵያ ዘፅነዐ ሓደ ዓለምለኻዊ ትካል፡ ኣብ ኢትዮጵያ 76 ሚእታዊ ዝኸውን ህዝቢ ሞባይል ኢንተርነት ከም ዘይጥቀም ሓቢሩ። ናይዚ ፀገም መንቀሊ ድማ ኢንተርነት ምጥቃም ዘኽእሉ ሞባይል ስልክታት ዋሕዲ ምህላው ከምዝኾነ እቲ ትካል ክገልፅ እንከሎ፡ ኢትዮ-ቴሌኮም ብወገኑ፡ ኣብ ገጠራት ኢትዮጵያ ኣገልግሎት ኢንተርነት ንምስፋሕ፣ ኣብዚ ዓመት 250 ሽሕ ስማርት ሞባይል ስልክታት ንምብፃሕ ይሰርሕ ምህላዉ ገሊፁ። ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ርእይቶኦም ዘካፈሉ ሰብ-ሞያ ግን ኣተኵሮ እቲ ትካል ኣብ ከተማታት ምዃኑ’ዮም ይዛረቡ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG